Radio Saeyob
Radio Saeyob

Radio Saeyob

ድላለት ሃሌና ፓልቶክ ሩም ብሐገዝ ሬድዮ ኣስና ቓንቃ ትግሬ ዝመሐላልፍ ድምጺ ሳእዮብ ክተኣቃለሕ እያ። ካብ ዕለት 16/11/2018 ዓርቢ ዝጅምረ ፈነዋ ሓንቲ ሳዓት ኣብ ሶሙን ክትክዉን ከላ ኩሉ ግዜ ዓርቢ ካብ ሳዐት 6 ናይ ምሸት ብኣቆጻጽራ አስመረ ክሳብ ሳዓት 7 ምሸት። ካብ ሳዐት 1 ድ/ፍ/ለይቲ …