Henok Mehari
Henok Mehari

Henok Mehari

Norway

እቲ ብሕሉፍ ዝነብር ዝንቃሳቀስ ረይሳ ኢዩ።

እቲ ከምዚ ክገብር ኢየ እንዳ በለ፡ ኣብ መጻኢ ዝነብር፡ ገና ዘይተወልደ ኢዩ።

እቲ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ፡ ብግቡእ ዝጥቀመላ ግን ኣብ ሓቀኛ ምንባር ኢዩ ዝነብር።