እዚ ዕላማ አገልግሎት ማሕበረሰባዊ ምውዕዋዕ እዚ ፤ ተዓዘብቲ ኮሮና ቫይረስ ብፍልጠትን ብሜላን ክንከላኸሎ ንኽእል ለበዳ ምኻኑ ክፈልጡን፣ ፍርሕን፡ ጭንቀትን ግና ናይ ምክልኻል ዓቅሚ ኣዳኺሙ፡ ንዝያዳ ሕማም ከምዘቃልዓና ክርድዑ ዝሕግዝ እዩ፡፡
Home
Feed
Search
Library
Download